ሊቀ-ጳጳሳት ዴዝሞንድ ቱቱ፡ ህይወት ታሪኾም ብስእሊ እንትዝንቶ

Published

ወዲ 90 ዓመት ደቡብ ኣፍሪቃዊ ሊቀ-ጳጳሳት ዴዝሞንድ ቱቱ ነቲ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝነበረ ብውሑዳን ጸዓዱ ዝተዓብለለ ስርዓት ኣፓርታይድ ከብቅዕ እጃም ዝነበሮም ኮይኖም ኣብ ዓለም ኣዝዮም ፍቱውን ስሙይን እዮም ነይሮም። በዚ ድማ ንሽልማት ኖቤል በቒዖም። ብዛዕባ ህይወት ታሪኾም ብስእሊ ክንዝንትወልኩም ኢና፤ እነሆ!

ናይ ኩሎም ስእልታት መሰል ዋንነት ዝተሓለወ እዩ።