ኣፍሪቃ ስለምንታይ’ያ ማእኸል መዓስከራት ወተሃደር ሓያላን ሃገራት እትኸውን ዘላ?

መግለጺ ቪድዮ, ኣፍሪቃ ስለምንታይ’ያ ማእኸል መዓስከራት ወተሃደር ሓያላት ሃገር እትኸውን ዘላ?
Published

ኣመሪካ ኣብ ጁቡቲ ልዕሊ 5 ሽሕ ሰራዊት ዝሓዘ ገዚፍ ወተሃደራዊ መዓስከር ከምዘለዋ ይፍለጥ። ቻይና’ውን እንተኾነ ኣብ ጁቡቲ ናይ ገዛእ ርእሳ ወተሃደራዊ መዓስከር ኣለዋ። ድልየቴን እንታይ ክኸውን ይኽእል?