ንትምህርቲ ዕድመ ኣይድርቶን’ዩ: ኣብ 104 ዓመተን ፊደል ዝቖጸራ ኣደ
Published
ወይዘሮ ኩቲያማ ዕድሚአን ንኻልኦት ብምክንኻን እየን ኣሕሊፈንኦ። ናብ ቤት ትምህርቲ ኣይኸዳን፤ ኣብ 16 ዓመተን እየን ተመርዕየን። ሎሚ ኣብ 104 ዕድሚአን ኣብ መርመራ ምንባብን ምጽሓፍን ህንዲ ልዑል ነጥቢ ኣመዝጊበን። ንሰን ፊደል ንክቖጽራ ደቂ ደቀን ከምዘተባብዕወን ይዛረባ።