“ሕልምታተይ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ’ዩ ዝገሃድ” ስደተኛ

መግለጺ ቪድዮ, “ሕልምታተይ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ’ዩ ዝገሃድ” ስደተኛ
Published

ሱዳናዊ ስደተኛ ሱልጣን ብፈረንሳይ ኣቢሉ ናብ ዓባይ ብራጣንያ ክሰግር ደልዩ: ድሕሪ ክንደይ ጻዕሪ ሓሳብ ልቡ ሰሚርሉ። ንሱ “ዋላ ኣብ ባሕሪ ይመውት እምበር ናብ ዓዲ እንግሊዝ ካብ ምስጋር ንድሕሪት ኣይብልን” ዝብል መርገጺ እዩ ነይርዎ።