ኣብ ላቦራቶሪ ካብ ኣትኽልቲ ዝፈረየ ስጋ፡ ንመጻኢ ዝሓሸ ኣማራጺ ዶ ይኸውን?
Published
ኣብ ኣይስላንድ፡ ተመራመርቲ ስጋ ንምፈራይ ዘኽእሎም ልዕሊ 100 ሽሕ ኣትኽልቲ ስገም የዕብዩ ኣለው። እቲ መስርሕ እንስሳታት ካብ ምሕራድ ዘድሕንን፡ ካብ ሕርሻ ከብቲ ዝተሓተ ልቀት ጋዛት ሓምላይ-ገዛ ዘለዎን ምዃኑ ተመራመርቲ ይገልጹ።