ከብቲ ኣብ ዓይኒ ምድሪ ክሸና ዘኽእለን ስልጠና ወሲደን

መግለጺ ቪድዮ, ከብቲ ኣብ ዓይኒ ምድሪ ክሸና ዘኽእለን ስልጠና ወሲደን
Published

ተመራመርቲ ጀርመን፡ ከብቲ ኣብ ዓይኒ ምድሪ ንኽሸና ዘኽእለን ስልጠና ሂቦመን። ዕላማ ናይቶም ተመራመርቲ መጠን ልቀት ጋዝ ንምንካይ ከምዝኾነ ተፈሊጡ።