ሃንደበት ምስ ዓሳነባሪ ዝተራኸበት ጀላቢት!

Published

ኣብ ዶባት ኣርጀንቲና እንዳጀለበት እንከላ ክልተ ዓሳነባሪ ናብቲ ዝነበረትሉ ቦታ መጺኦም ከምዝተንከፍዋ ትዛረብ። ከም ኣጋጣሚ መዓልቲ ልደታ ስለዝነበረ ኣዝዩ ባህ ከምዝበላ ገሊጻ።