ሃንደበት ምስ ዓሳነባሪ ዝተራኸበት ጀላቢት!

መግለጺ ቪድዮ, ሃንደበት ምስ ነባሪ ዓሳ ዝተራኸበት ጀላቢት!
Published

ኣብ ዶባት ኣርጀንቲና እንዳጀለበት እንከላ ክልተ ዓሳነባሪ ናብቲ ዝነበረትሉ ቦታ መጺኦም ከምዝተንከፍዋ ትዛረብ። ከም ኣጋጣሚ መዓልቲ ልደታ ስለዝነበረ ኣዝዩ ባህ ከምዝበላ ገሊጻ።