ኣብ ኢትዮጵያ ዝተኻየደ ፈላሚ ተደራራቢ ናይ መጥባሕቲ ሕክምና

መግለጺ ቪድዮ, ኣብ ኢትዮጵያ ዝተኻየደ ፈላሚ ተደራራቢ ናይ መጥባሕቲ ሕክምና
Published

ወዲ 55 ዓመት ኣቶ ገበያው፡ ተደራራቢ ናይ ልቢ ሕማም ገጢምዎ ናብ ሕክምና ኣብ ዘምርሓሉ፡ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝግበር መጥባሕቲ ዕውት ክኸውን እዩ ኢሉ ኣይሓሰበን።

ዶክተር ፍቓዱ ኣግዋር ምስ 10 መሳርሕቱ ዝተሳተፈሉ መጥባሕቲ ሽዱሽተ ሰዓት ክወስድ እንከሎ፡ ጥዕና እቲ ተሓካሚ ናብ ንቡር ምምላስ ተኻኢሉ ኣሎ።

እዚ ኣብ ኢትዮጵያ ብዓይነቱ ናይ ፈለማ ዝተባሃለሉ መጥባሕቲ ብኸመይ እዩ ተኻዪዱ?