ስጋ እንስሳት ምብላዕ እትጽየፍ ጓል ኣነስተይቲ

Published

ኣብ ኢስጣንቡል እትቕመጥ ነርሚን ንኣስታት 32 ዓመታት ስጋ ካብ ምብላዕ ተቖጢባ ኣሕምልቲ ከምእትምገብ እያ እትገልጽ። ምኽንያታ ድማ እንስሳት ክሕረዱ የብሎምን ዝብል እዩ።