ስጋ እንስሳት ምብላዕ እትጽየፍ ጓል ኣነስተይቲ

መግለጺ ቪድዮ, ስጋ እንስሳት ምብላዕ እትጽየፍ ጓል ኣነስተይቲ
Published

ኣብ ኢስጣንቡል እትቕመጥ ነርሚን ንኣስታት 32 ዓመታት ስጋ ካብ ምብላዕ ተቖጢባ ኣሕምልቲ ከምእትምገብ እያ እትገልጽ። ምኽንያታ ድማ እንስሳት ክሕረዱ የብሎምን ዝብል እዩ።