ኣብ ሰማይ እትበርር መኪና

Published

እዛ መኪና’ውን ነፋሪት’ውን ኮይና እተገልግል ተሽከርካሪት ኣብ ሰማይ 40 ሰዓታት ዝወሰደ ናይ ፈተና በረራ ኣካይዳ ኣላ። እንተኾነ ግን ዛጊድ ንኽትበርር ዘኽእላ ምስክር ወረቐት ኣይተውሃባን ኣሎ።