ኣብ ሰማይ እትበርር መኪና

መግለጺ ቪድዮ, ኣብ ሰማይ እትበርር መኪና
Published

እዛ መኪና’ውን ነፋሪት’ውን ኮይና እተገልግል ተሽከርካሪት ኣብ ሰማይ 40 ሰዓታት ዝወሰደ ናይ ፈተና በረራ ኣካይዳ ኣላ። እንተኾነ ግን ዛጊድ ንኽትበርር ዘኽእላ ምስክር ወረቐት ኣይተውሃባን ኣሎ።