ጋዜጠኛ ክትኣስር ኢላ ናይ እገዳ መሸንቆቛ ዝሰሓበት ሃገር፡ ቤላሩስ

መግለጺ ቪድዮ, ጋዜጠኛ ክትኣስር ኢላ ናይ እገዳ መሸንቆቛ ዝሰሓበት ሃገር፡ ቤላሩስ
Published

ቤላሩስያዊ ጋዜጠኛ ሮማን ፕሮታሰቪች መስራቲ ነጻ ዝተባህለ ሚድያ ኮይኑ ልዕሊ 1 ሚልዮን ናይ ቴግግራም ተኸተልቲ ኣለውዎ። እቲ ሚድያ ልሳን ናይ ተቓዋሚ ሰልፊ ከም ዝኾነ ዝተገለጸ ኮይኑ እቲ ጋዜጠኛ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ሰበ ስልጣን ቤላሩስ ኣትዩ ይርከብ።