ኣካለ ጉዱእ ብምዃኑ ካብ ሞት ዘምለጠ ኮሎኔል ሲሳይ

መግለጺ ቪድዮ, ኣካለ ጉዱእ ብምዃኑ ካብ ሞት ዘምለጠ ኮሎኔል ሲሳይ
Published

ኮሎኔል ሲሳይ አለማዮህ፡ ካብ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ብጥሮታ ዝተሰናበተ ኮይኑ ኣብ ምዕራብ ትግራይ ከተማ ሑሞራ ይነብር ነይሩ። እንተኾነ ግን ሑሞራ ብሕዳር 1 ብመዳፍዕ ምስተደብደበት ኣብቲ ዝነበሮ ጉድኣት ካልእ መቑሰልቲ ተወሲኽዎ ሕጂ ኣብ ሱዳን ተሰዲዱ ኣብ ከቢድ ስቓይ ከምዝርከብ ንቢቢሲ ገሊጹ።