ናይ ትልሂት ሞይኣ ንጥዕናዊ ሓገዝ እተውዕል ሳዕሳዒት

መግለጺ ቪድዮ, ንኽትስዕስዕ ዕድመ ዘይግድባ በዓልቲ ሞያ ትልሂት
Published

ጓል 3 ዓመት እንከላ ኣትሒዛ ምስዕሳዕ ከምዝጀመረት እትገልጽ ዲንኬ ፍላወርስ፡ ንሃገራዊ ኣገልግሎት ጥዕና ዓባይ ብሪጣንያ ገንዘብ ንምትእኽኻብ ብድሆ [ቻለንጅ] ተዋሂብዋ’ሎ። እዚ ንምግባር ድማ ኣብ ሰሙን ሰለስተ ናይ ልምምድ ክፍለ ግዜ ኣውጺኣ ኣብ ስራሕ ትርከብ።