ኮሮናቫይረስ፡ ድርብ ማስክ ምግባር ሓጋዚ ድዩ?

መግለጺ ቪድዮ, ኮሮናቫይረስ፡ ድርብ ማስክ ምግባር ሓጋዚ ድዩ?
Published

ብምኽንያት ለበዳ ኮቪድ-19 ብዙሕ ዓይነት ኣማራጺታት መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን እዩ ተቐሪቡ ዘሎ። ብዛዕባ ባህርያት እቲ ቫረይስ ዝያዳ ኣፍልጦ እናተረኽበ ምስ መጸ፡ ኣብ ገለ ሃገራት እቲ ብዛዕባ ማስክ ዝወሃብ ምኽሪ ይቕየር ኣሎ። ስለምንታይ እየን ገለ ሃገራት ሰባት ሓደ ዘይኮነ ክልተ ዝተፈላለየ ማስክ ክወድይ ዝመኽራ ዘለዋ?