ወዶም ካብ ኵናት ብህይወት ተሪፉ ክርእይዎ ዝጽበዩ ኣርመኒያዊ ኣቦ

መግለጺ ቪድዮ, ወዶም ካብ ኵናት ብህይወት ተሪፉ ክርእይዎ ዝጽበዩ ኣርመኒያዊ ኣቦ
Published

ኣርመንያን ኣዘርባጃንን ካብ 1980ታት ጀሚረን ሰለስተ ውግኣት ኣካይደን ኣለዋ። ኣርመንያዊ ኣቶ ካስማር ወዶም ናብ ኵናት ከይዱ ስለዘይተመልሶም "ወደይስ ይመጽእ ድኣ ይኸውን" እናበሉ ብተስፋ ይጽበዩ ኣለዉ።