እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
"መካነ መቓብር ጀጋኑና ተንበርኪኸ ክስዕሞ ምደለኹ" ግዳይ ኵናት
Published
ኣብቲ ንዓሰርተው ዓመታት ዝዝለቐ ናይ መርየት ይግብኣኒ ውጥጥ ዘስዓቦ ኵናት ኣርመንያንን ኣዘርባደጃነምን፡ ኣሽሓት ዜጋታት ኣብ ስደት ክነብሩ ተገዲዶም እዮም። ብፍላይ ኣብ ህጻዉንቲ በሰልኡ ረዚን ከምዝኾነ ወለዲ ይዛረቡ።