"መካነ መቓብር ጀጋኑና ተንበርኪኸ ክስዕሞ ምደለኹ" ግዳይ ኵናት

መግለጺ ቪድዮ, "መካነ መቓብር ጀጋኑና ተንበርኪኸ ክስዕሞ ምደለኹ" ግዳይ ኵናት
Published

ኣብቲ ንዓሰርተው ዓመታት ዝዝለቐ ናይ መርየት ይግብኣኒ ውጥጥ ዘስዓቦ ኵናት ኣርመንያንን ኣዘርባደጃነምን፡ ኣሽሓት ዜጋታት ኣብ ስደት ክነብሩ ተገዲዶም እዮም። ብፍላይ ኣብ ህጻዉንቲ በሰልኡ ረዚን ከምዝኾነ ወለዲ ይዛረቡ።