ኣብ ጓጓ ፓርክ ቃፍታ ሸራሮ ዘለዉ ጸጋታት እንታይ'ዮም?
Published
ሕዛእቲ ቃፍታ ሸራሮ ኣብ ምዕራብን ሰሜን ምዕራን ትግራይ ዝርከብ ኮይኑ ሓራምዝ፣ ዓጋዝየን፣ ጠሌበዱን ልዕሊ ክልተ ሚኢቲ ዓሌታት ኣዕዋፍን ዝሓዘ እዩ። እቲ ፓርክ ኣገስቲ መሰረተ ልምዓት ስለዘይተማልአሉ ግን ክንድቲ ዝድለ ኣገልግሎት ክህብ ከምዘይከኣለ ሰራሕተኛታት እቲ ሕዛእቲ ንቢቢሲ ገሊጾም።