ቀረብ መከላኸሊ ጥንሲ ስለዘየለ ከይጠንስ እፈርሕ

መግለጺ ቪድዮ, ቀረብ መከላኸሊ ጥንሲ ስለዘየለ ከይጠንስ እፈርሕ
Published

ኣመሪካ ንሃገራት ኣፍሪቃ እትገብሮ ዝነበረት ሓገዝ ናውቲ መከላኸሊ ጥንሲ ስለዘቋረጸት፡ ኣብ ኣፍሪቃ መጠን ምንጻል ጥንሲ ብ40 ምኢታዊት ወሲኹ።