ንኮሮናቫይረስ ዘለልዩ ኣሸተትቲ-ኣኽላባት

መግለጺ ቪድዮ, ንኮሮናቫይረስ ዘለልዩ ኣሸተትቲ-ኣኽላባት
Published

ብፍሉይ ንኮቪድ-19 ከለልዩ ዝሰልጠኑ ኣኽላባት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ሄልሲንኪ ፊንላንድ ተዋፊሮም ኣለው። እቲ መርመራ ኣብ ወለንታውያን ገያሾ እዩ ዝካየድ ዘሎ። እቲ ፈተነ ተስፋ ዝህብ ውጽኢት የርእይ ከም ዘሎ፤ ነቲ መስርሕ ትመርሖ ዘላ ተመራማሪት ገሊጻ።