ካብ ሃገሮም ክስደዱ ዝተገደዱ፡ ኣፍሪቃውያን ኣፍቀርቲ ተመሳሳሊ ጾታ

መግለጺ ቪድዮ, ካብ ሃገሮም ክስደዱ ዝተገደዱ፡ ኣፍሪቃውያን ኣፍቀርቲ ተመሳሳሊ ጾታ
Published

ኣብ ብዙሓት ሃገራት ኣፍሪቃ፡ ኣፍቃሪ ተመሳሳሊ ጾታ ኮይንካ ምርካብ፡ ብገበን የቕጽዕ። እቶም ውልቀሰባት'ውን ካብቲ ሕብረተሰብ፡ ካብ ስድራቤቶምን ካብ ኣካላት ጸጥታን መጥቃዕቲ ከም ዝበጽሖምን እቲ ዘለዎም እንኮ ኣማራጺ ስደት ምዃኑን ይዛረቡ።