ብድሕሪ መጥቃዕቲ ሰብ ኣልቦ ነፋሪት ሊብያ፡ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ምህላዋ ዘመላኽት ጭብጢ

መግለጺ ቪድዮ, ብድሕሪ መጥቃዕቲ ሰብ ኣልቦ ነፋሪት ሊብያ፡ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ምህላዋ ዘመላኽት ጭብጢ
Published

ኣብ ጥሪ 4 ናይዚ ዓመት፡ ኣብ ትሪፖሊ ናብቶም ዘይዓጠቑ ካደት ዝተተኮሰ ሚሳይል ብሰብ ኣልቦ ነፈርቲ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ከም እተፈጸመ ቢቢሲ ምስ ሕቡራት ሃገራት ብምዃን ዘካየዶ መርመራ የመላኽት።