ምምሕዳር ኣብይ ኣሕመድ ናበይ ገጹ’ዩ ዘብል ዘሎ?

መግለጺ ቪድዮ, ምምሕዳር ኣብይ ኣሕመድ ናበይ ገጹ’ዩ ዘብል ዘሎ?
Published

ድሕሪ ሞት ውሩይ ስነ ጥበባዊ ሃጫሉ ሁንዴሳ፡ ኣብ ክልል ኦሮምያ ብዘጋጠመ ህዝባዊ ናዕቢ ኣስታት ክልተ ምኢቲ ሰባት ሞይቶም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ፡ ኣብ ቀረባ እዋናት ብዝወሰዶም ስጉምትታት ኮን ዶኾን ብሰለይታ ናብ ውልቀ መላኺ የምርሕ ኣሎ ኮይኑ? ዝብል ስግኣት ፈጢሩ’ዩ።