ኮዓቲ መቓብር ዘቃልዖ ሓቀኛ ቁጽሪ ሞት ሶማልያውያን

መግለጺ ቪድዮ, ኮዓቲ መቓብር ዘቃልዖ ሓቀኛ ቁጽሪ ሞት ሶማልያውያን
Published

ካብ መፋርቕ ወርሒ መጋቢት ጀሚሩ ቁጽሪ ብኮሮናቫይሮስ ዝሞቱ ሶማልያውያን ኣስታት 100 ከምዝኾነ'ኳ ብመንግስቲ እንተተገለጸ፡ ቢቢሲ ኣፍሪቃ ኣይ ዝሰርሖ መርመራዊ ሰነድ ግን ልዕሊ ክልተ ሽሕ ከምዝኾኑ የመልክት።