ስነ ስርዓት መርዕኣ ኣብ ሆስፒታል ዘካየደት ግዳይ ሕማም ካንሰር
Published
ንኣስታት 6 ኣዋርሕ ኣብ ሆስፒታል ምስ ካንሰር ክትቃለስ ዝጸንሐት ታሽ፡ መርዓ ክትገብር ሕልሚ ስለዝነበራ ምስ ክምርዓዋ ዝደሊ ዝነበረ ኣፍቃሪኣ ስነ ስርዓት መርዕኣ ኣብ ሆስፒታል ክትገብሮ ተገዲዳ። ድሕሪ ናይ ሓደ ወርሒ ሓዳር ንሳ ሞይታ በዓል ቤታ ድማ ዘይሃስስ ተዘክሮ ኣትሪፉ።