ቫዮሊን እናተጻወተት ብኮሮናቫይረስ ንዝተለኸፉ ተሓከምቲ እተዛኒ ነርስ

መግለጺ ቪድዮ, ቫዮሊን እናተጻወተት ብኮሮናቫይረስ ንዝተለኸፉ ተሓከምቲ እተዛኒ ነርስ
Published

ኣብ ሓደ ናይ ቺሊ ሆስፒታል እትሰርሕ ሓኪም ብኮቪድ 19 ንዝተለኸፉ ሰባት ቫዮሊን እናተጻወተት ተዘናግዖም። ኣብታ ሃገር ኣስታት 3 ምኢቲ ሽሕ ዜጋታት ብኮሮናቫይረስ ተለኺፎም ኣለዉ።