ክፍሊ ጽኑዕ ሕሙማን ሆስፒታል ሙምባይ፡ 'ክሳብ እንጥልቅይ ኢና ንርህጽ'

መግለጺ ቪድዮ, ክፍሊ ጽኑዕ ሕሙማን ሆስፒታል ሙምባይ፡ 'ክሳብ እንጥልቅይ ኢና ንርህጽ'
Published

ብመንግስቲ ዝውነን ሆስፒታል ኬኢኤም፡ ህንዳዊት ከተማ ሙምባይ፡ እታ ከተማ ገጢማቶ ዘላ ቃልሲ ኣንጻር ኮቪድ-19 ብቐንዱ ዝካየደሉ ስፍራ እዩ። ቢቢሲ ናብቲ ብጽኑዕ ዝሓመሙ ዝሕከሙሉ፡ ክፍሊ ክኣቱ ፍቓድ ረኺቡ ነይሩ።