ኣብ ጽርግያታት ሊባኖስ ዝተደርበያ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት

መግለጺ ቪድዮ, ኣብ ጽርግያታት ሊባኖስ ዝተደርበያ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት
Published

ኣብ ቤሩት ዝሰርሓ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ኣስራሕተን ብሰንኪ ኮቪድ 19 ዘጋጠሞም ቁጠባዊ ቅልውላው ክኸፍልወን ብዘይምኽኣሉ ኣብ ጽርግያታት እታ ከተማ ንዝተፈላለዩ ጸገማት ተቓሊዔን ከምዝርከባ ይግለጽ።