ካብ ኮሮናቫይረስ ንላዕሊ ብግፍዒ ፖሊስ ዝሳቐያ ዘለዋ ሻውላት ናይሮቢ

መግለጺ ቪድዮ, ካብ ኮሮናቫይረስ ንላዕሊ ማህረምቲ ፖሊስ ዘሻቐላ ሻውል ናይሮቢ
Published

ኣብ ርእሰ ከተማ ኬንያ፡ ናይሮቢ ብቁጠባ ዝደኸዩ ዜጋታት ዝነብሩላ ማታሬ ልዕሊ ፍርቂ ምልዮን ህዝቢ ይነብሩላ። እዞም ሕብረተሰብ ካብ ኮሮናቫይረስ ንላዕሊ ማህረምቲ ፖሊስ ኣሻቒልዎም'ሎ።