ካብ ቦርሳኹም ክፍለዩ ዘይብሎም ኣርባዕተ ኣገደስቲ ነገራት
Published
መንግስታት ገለ ሃገራት፡ ኣንቢሮምዎ ዝነበሩ እገዳታት ከፍኩሱ ጀሚሮም ስለ ዘለው፡ ብዙሓት ሰባት ናብ ንቡር ስርሖም ክምለሱ ጀሚሮም ኣለው።
ስለዚ፡ ናብ ስራሕ ክትከዱ ከለኹም፡ ካብ ቦርሳኹም ክፍለዩ ዘይብሎም ኣርባዕተ ነገራት እንታይ እንታይ ክኾኑ ከምዘለዎም ሓሲብክምሎምዶ?