ብኮቪድ-19 ዝተለኸፈት ኣደ ክተጥቡ ትኽእል ዶ?

መግለጺ ቪድዮ, ብኮቪድ 19 ዝተለኸፈት ኣደ ክተጥቡ ትኽእል ዶ?
Published

ከም ሓበሬታ ውድብ ጥዕና ዓለም ብኮቪድ 19 ዝተትሓዛ ወይ ከኣ ዝተለኸፋ ደቂኣንስትዮ፡ ንውላደን ከጥብዋ እንተድኣተደልየን፡ ከጥብዋ ይኽእላ እየን።

ቅድሚ ነቲ ሕንጦ ፀባ ጡበን ምዕንጋለን ግና፡ እዞም ዝስዕቡ ነገራት ኣቐዲምክን ክትግብራ ይግባእ።