"ናይ ኢድ ሰላምታ ባህልና ኣይኮነን" መምህር ብርሃነ ኣቻሜ
Published
መምህርን ደራስን ብርሃነ ኣቻሜ ኣብ መቐለ ዝነብር ኮይኑ፡ ኣብታ ከተማ ብኢዱ ሰላምታ ብዘይምልውዋጥ ይልለ። ካሊእ ተሪፉ ንበዓልቲ ቤቱ እንከይተረፈ፡ ይስዕማ'ምበር ብኢዱ ሰላም ከምዘይብላ እዩ ዝገልጽ።