ኣብ ትግራይ ምርመራ ኮሮናቫይረስ ተጀሚሩ

መግለጺ ቪድዮ, ኣብ ትግራይ ምርመራ ኮሮና ቫይረስ ተጀሚሩ
Published

ትካል ምርምር ጥዕና ትግራይ፡ ኣርባዕተ ሰብ ሞያ ናብ ኣዲስ ኣበባ ልኢኹ ድሕሪ ምስልጣን ኣብ መቐለ ምርመራ ኮሮናቫይረስ ከምዝጀመረ ሓላፊ እቲ ትካል ዶክተር ተወልደ ውብኣየሁ ንቢቢሲ ሓቢሩ።