ብዛዕባ ኮሮናቫይረስ ዘሎ ጥዑም ዜና እንታይ'ዩ?

መግለጺ ቪድዮ, ብዛዕባ ኮሮናቫይረስ ዘሎ ጥዑም ዜና እንታይ'ዩ?
Published

ንመላእ ዓለም ኣሻቒሉ ብዝርከብ ኮሮናቫይረስ ካብ ዝተለኸፉ ሰባት እቶም 70 ምኢታዊት ከምዝሓወዩ መረዳእታ ውድብ ጥዕና ዓለም የረድእ።