ህይወት በዓል ቤታ ክተድሕን ኣብ ውድድር ጉያ ዝተሳተፈት ህንዳዊት

መግለጺ ቪድዮ, ህይወት በዓል ቤታ ክተድሕን ኣብ ውድድር ጉያ ዝተሳተፈት ህንዳዊት
Published

ህንዳዊት ላታ ካሬ በዓል ቤታ ኣብ ኣዝዩ ከቢድ ሕማም ይወድቕ እሞ፡ ሓካይም 5 ሽሕ ሩፒ ህንዲ ክኸፍል ይሓትዎ። ዋላ ሓንቲ ኣማራጺ ዘይነበራ ላታ ቅድድም ጉያ ማራቶን ክትወዳደር ወሲና።