ኣከባብራ በዓል ጥምቀት ኣብ ከተማታት መቐለን ኣስመራን

Published

በዓል ጥምቀት ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብድሙቕ የይኽበር ኣሎ።

ናይ ሎሚ ኣከባብራ በዓል ጥምቀት፡ ኣብ ከተማታት መቐለን ኣስመራን እንታይ ከምዝመስል፡ ብስእሊ ኣቕሪብናልኩም ኣለና።