'ጅግንኦም' ክቐብሩ ክብሉ ህይወቶም ዝሰኣኑ ኢራናውያን

መግለጺ ቪድዮ, 'ጅግንኦም' ክቐብሩ ክብሉ ህይወቶም ዝሰኣኑ 32 ኢራነውያን
Published

ኣብ ዝሓለፈ ዓርቢ ኣሜሪካ ንኢራናዊ ጀነራል ቃሲም ሶሌማኒ ብምቕታላ ኣብ መንጎ ክልትኤን ሃገራት ዝጸንሐ ምትፍናን ሓይሉ'ሎ። ኣብ ስነ ስርዓት ቀብሪ ጀነራል ቃሲም ካብ ዝወዓሉ ማእለያ ዘይብሎም ኢራናውያን ብዙሓት ሰባት ብሰንኪ ምጽቕቓጥ መይቶም።