ገንዘብ ኣተኣኻኺቦም መሳጊድ ዘስርሑ ኣቦይ ቀሺ
Published
ኣባ ኣክሊለ ማርያም ይበሃሉ፡ ኣገልጋሊ ቤተ ክርስትያን እዮም። ካብ ሰባት ገንዘብ እናዋጽኡ ድማ መሳጊድን ኣብያተ ክርስትያናትን ይሃንጹ። ካብቲ ቤተ ክርስትያን ምህናጽ ንላዕሊ መሳጊድ እንተህንጹ ዝያዳ ሕሊናዊ ዕግበት ከምዝስምዖም ገሊጾም።