ደቂ ኣንስትዮ ዘወርቲ መካይን እንተዝበዝሓ ሓደጋ ትራፊክ ምነከየ'ዶ?

መግለጺ ቪድዮ, ዘወርቲ መካይን ደቂ ኣንስትዮ እንተዝበዝሓ ሓደጋ ትራፊክ ምነከየ'ዶ?
Published

ኣብ ባህርዳር ተወሊዳ ዝዓበየት ወ/ሮ ትዕግስት ደሳለኝ፡ ቅድሚ ዘዋሪት መኪና ምኳና ጫማ እናወልወለት ስድርኣ ተመሓድር ነይራ። ኣብዚ ሕጂ እዋን ድማ ኣብ ኣገልግሎት መጓዓዝያ ህዝቢ ተቖጺራ እናሰርሐት ትርከብ። ቁጽሪ ደቂ ኣንስትዮ ዘወርቲ መካይን እንተዝብርክት መጠን ሓደጋ ትራፊክ ክንኪ ከምዝኽእል ትኣምን።