ዕዳጋ ማይክሮሶፍት ኣብ ኣፍሪቃ ክተሳልጥ ዝተመዘዘት ኢትዮጵያዊት መንእሰይ

መግለጺ ቪድዮ, ንገዛእ ርእስኻ ዝኣብየካ ነገር ከምዘየለ ኣእምኖ
Published

ኣምሮቴ ዓብደላ፡ ኣብ ትካል ማይክሮሶፍት ሓላፊት ምብራቕ ኣፍሪቃ እያ። ካብ ብመንእሰያ ጀሚራ ንገዛእ ርእሳ ዝኸብዳ ነገር ከም ዘየለ ስለ ዘእመነት ኣብቲ ሕጂ በጺሓቶ ዘላ ጸፍሒ ሓላፍነት ክትበጽሕ ከም ዝኸኣለት ትገልጽ።