ዋንነቱ ንምርግጋጽ ኣብ ሰብነታ ሽሙ ዘወቀጠ ሰብኣይ

መግለጺ ቪድዮ, ዋንነቱ ንምርግጋጽ ኣብ ሰብነታ ሽሙ ዘወቀጠ ሰብኣይ
Published

ብዙሓት ደቂ ኣንስትዮ ግዳይ ጾታዊ ድለላ ከምዝኾና ዝተፈላለዩ መጽናዕታት የርድኡ። መሊሳ ናይ ቀደም ሰብኣያ ናይ ካሊእ ሰብ ንኸይትከውን ኢሉ ኣብ ሰብነታ ሽሙ ክትውቀጥ ገይርዋ።