900 ዓመታት ከምዘቑጸረ ዝዝረበሉ ቁሸት ኣብ ኢትዮጵያ
Published
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኣምሓራ ፍሉይ ዞባ ኦሮምያ፡ ብሄረሰብ ኣርጎባ ዝበሃሉ ተኸተልቲ እምነት እስልምና ይቕመጥሉ። እዞም ኣባላት ብሄረሰብ ካብ ስዑድ ዓረብ ተሰዲዶም ከምዝመጽኡ ይዛረቡ። ኣስታት 900 ዓመታት ከምዝገበሩ እውን የዘንትዉ።
ቪድዮ፡ ብጋዜጠኛታት ያደታ ብርሃኑን ሃብታሙ ጥበቡን