ኣብ ኣዲስ ኣበባ [ፊንፊኔ] ካብ ዝኽበር ዘሎ ኢሬቻ ብስእሊ

Published

ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዝኽበር ዘሎ ኢሬቻ ዝተሳኣለ ስእሊ ንቐደም በሉ

ባህላዊ ክዳን ዝተኸደና ዕዱማት እቲ ብዓል
መግለጺ ስእሊ, ባህላዊ ክዳን ኦሮሞ ዝተኸደና ዕዱማት እቲ ብዓል
ኣብቲ ምስጋና ዝቐርበሉ ቦታ

ምንጪ ስእሊ, ኣብቲ ምስጋና ዝቐርበሉ ቦታ

መግለጺ ስእሊ, ምስጋና ዝቐርበሉ ቦታ ኢሬቻ
ዕዱማት እቲ ብዓል
መግለጺ ስእሊ, ብባህሊ ኦሮሞ ዝማዕረጉ ገለ ዕዱማት እቲ ብዓል
ዝተፈላለየ ባህላዊ ክዳን ዝተኸደኑ ዕዱማት ነቲ ብዓል ድምቐት ሂበሞ ይርከቡ
መግለጺ ስእሊ, ዝተፈላለየ ባህላዊ ክዳን ኦሮሞ ዝተኸደኑ ዕዱማት ነቲ ብዓል ኣድሚቐምዎ
ዝተፈላለየ ባህላዊ ክዳን ዝተኸደና ዕዱማት ደቂ ኣንስትዮ ነቲ ብዓል ድምቐት ሂበንኦ ይርከባ
መግለጺ ስእሊ, ዝተፈላለየ ባህላዊ ክዳን ዝተኸደና ዕዱማት ደቂ ኣንስትዮ ነቲ ብዓል ድምቐት ሂበንኦ ይርከባ
ዝተፈላለየ ባህላዊ ክዳን ዝተኸደና ዕዱማት ደቂ ኣንስትዮ ነቲ ብዓል ድምቐት ሂበሞ ይርከቡ
መግለጺ ስእሊ, ዝተፈላለየ ባህላዊ ክዳን ዝተኸደና ዕዱማት ደቂ ኣንስትዮ ነቲ ብዓል ድምቐት ሂበንኦ ይርከባ
ዕዱማት ኣብ ጎደናታት ኣዲስ ኣበባ
መግለጺ ስእሊ, ዕዱማት ኣብ ጎደናታት ኣዲስ ኣበባ
ዕዱማት ኣብ ጎደናታት ኣዲስ ኣበባ
መግለጺ ስእሊ, ዕዱማት ኣብ ጎደናታት ኣዲስ ኣበባ
ባህላዊ ክዳን ዝተኸነት ተሳታፊት እቲ ብዓል
መግለጺ ስእሊ, ባህላዊ ክዳን ዝተኸነት ተሳታፊት እቲ ብዓል
ባህላዊ ክዳን ዝተኸደና ደቂ ኣንስትዮ
መግለጺ ስእሊ, ባህላዊ ክዳን ዝተኸደና ደቂ ኣንስትዮ
ዕዱማት ናብቲ ጽንብል ዝካየደሉ ቦታ እናኸዱ
መግለጺ ስእሊ, ዕዱማት ናብቲ ጽንብል ዝካየደሉ ቦታ እናኸዱ