ዘይተለመዱ ነገራት ዝፍትን ናይጀርያዊ ሰገን

መግለጺ ቪድዮ, ፍሉይ ተውህቦ ዘለዎ ናይጀርያዊ ሰገን
Published

ኣብ ደቡባዊ ናይጀርያ ዝነብር ወዲ 11 ዓመት ሰገን፡ ካብ ብህጻኑ ጀሚሩ ናይ እኒ መሲን ሮናልዲንሆን ጥበብ ኩዕሶ ብቪድዮ እናረኣየ እዩ ዓብዩ። ኣብ መላእ ዓለም ተዘዋዊሩ ብቕዓቱ ከርእይ ድሌት ኣለዎ።