"ካብ ደረፍቲ ንኪሮስ ኣለማዮህ እየ ዝፈቱ"

መግለጺ ቪድዮ, "ካብ ደረፍቲ ንኪሮስ ኣለማዮህ እየ ዝፈቱ"
Published

ሃፍቶም ታደሰ ወዲ 12 ዓመት እዩ፤ ኣብ ትግራይ ከባቢ መቐለ ድማ ተወሊዱ። ጭራ ዋጣ ይጻወት፤ ካብ ደርፍቲ ኣዝዩ ዘድንቖ ንኪሮስ ኣለማዮህ ከምዝኾነ ምስ ቢቢሲ ኣብ ዝነበሮ ጻኒሒት ገሊጹ።