"ካብቶም ሸሞንተ እቶም ሰለስተ እዮም ደፊሮሙኒ"

መግለጺ ቪድዮ, "ካብቶም 8 እቶም 3 እዮም ደፊሮሙኒ"
Published

ዒራቓዊት ማርያም፡ ጓል 12 ዓመት እንከላ ምስ ኣዲኣ ብኣይኤስ ተጨውያ ናብ ዘይትፈልጦ ተወሲዳ። ንሸሞንተ ሰባት ድማ ተሸይጣ። ብሰለስተ ሰባት ተደፊራ። ንገዛእ ርእሳ ክተጥፍእ ብዙሕ ፈቲና እያ። ሕዚ መሓዛ ጻጸታት ኮይና ትነብር ኣላ።