"ዴቪድ ሲልቫ ንዓይ ብሉጽ ተጻዋታይ ነይሩ" ቀሺ ኢሳይያስ

መግለጺ ቪድዮ, "ሃይማኖትን ዓለማዊ ትምህርትን ኣይጋጨውን" ቀሺ ኢሳይያስ
Published

ቀሺ ኢሳይያስ ሃይለኣብ፡ ኣብ ኣስመራ ተወሊዶም ዓብዮም። ኣብዚ ሕጂ እዋን መምህር ኮሌጅ ዓዲ ቀይሕ እዮም። ኣብ ዝሓለፈ ክረምቲ ካብ ዩኒቨርስቲ ኬንያታ ብስነ ጽሑፍ ማስተርስ ዲግሪ ዝተመረቑ ቀሺ ኢሳይያስ ፕሮፌሽናል ኣሰልጣኒ ኩዕሶ እግሪ እውን'ዮም።